ቪድዮ

ናይ VWN ብኢንተርነት ዝካየድ ናይ ምኽሪ ሰዓት ንምክያድ ብኸመይ ቆጸራ ይሕዝ?

እዚ ቪድዮ ብኸመይ Microsoft Teams ከም እተውርድን፣ ንዕኡ ናይ VluchtelingenWerk Nederland ዲጂታላዊ ናይ ዑቕባ ናይ ምኽሪ ሰዓት ንምክያድ ብኸመይ ቆጸራ ንምሓዝ ከም እንጥቀመሉን ዝገልጽ እዩ።

እዛ ቪድዮ ሓጊዛትካ' ዶ?


ኣብዚ መድረኽ እትረኽቦ ሓበሬታ ካብ ውድብ ሰብኣዊ መሰላት VluchtelingenWerk Nederland ዝመጸ ኮይኑ፣ ምስ መሻርኽቱ ብምትሕብባር እዩ።
ምስ Contentful ብምትሕብባር