ኣርእስታት

show menu options
ትግርኛ (Tigrinya)



Hotline support

ብዛዕባና

RefugeeHelp ስደተኛ ከም ምዃንካ መጠን ኣብ ኔዘርላንድ ከጋጥሙኻ ብዛዕባ ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብዝምልከት ናጻ ሓበሬታ ይህብ። ኣብዚ መድረኽ እዚ ክትረኽቦ እትኽእል ሓበሬታ ካብ ነጻ ውድብ ሰብኣዊ መሰላት VluchtelingenWerk Nederland ዝመጽአ እዩ።

VluchtelingenWerk ኣብ መርበብ-ሓበሬታን ብመንገዲ ማሕበራዊ መራኸቢታትን፣ ሰደቓ ሕጋዊ ሓገዝን ናይ ደገፍ መስመር ቴሌፎንን ኣዝዩ እዋናዊ ሓበሬታ ይህብ። VluchtelingenWerk ንስደተኛታት ናጻ ሓበሬታ ንምሃብ ኣብ ማእከላት ሓተትቲ ዕቚባን ካልኦት መዕቆቢ ቦታታትን እውን ንጡፍ እዩ።


ምሕደራን & ሕትመትን ብ፡

VluchtelingenWerk Nederland ንስደተኛታትን ሓተትቲ ዕቚባን ካብታ ናብ ኔዘርላንድ ዝኣተዉላ ህሞት ጀሚሩ፣ ክሳብ ገዛእ-ርእሶም ክኢሎም ኣንፈቶም ዝረኽቡ ይድግፍ።


ምወላ ብ፡

ካብ 1989 ጀሚሩ፣ Nationale Postcode Loterij ነቶም ናብ ርትዓዊ፣ ሓምላይን ጥዑይን ዓለም ንምብጻሕ ዓሊሞም ንዝሰርሑ ትካላት ግብረ-ሰናይ ክድግፍ ጸኒሑ። ሳላ ተሳትፎና ድማ ኣብ ዓመት ን 148 ትካላት ግብረ-ሰናይ ክንድግፍ ክኢልና ኣለና።

ከም ናይ ብሉጽ ተክኖሎጂ መሻርኽትኹምን እሙን ኣማኻሪኹምን መጠን፣ ንሕና ሓደ ዕላማ ጥራይ እዩ ዘለና፡ ዲጂታላዊ ዕድላት ናብ ዓበይቲ ዓወታት ምቕያር። ንሕና ሓያል ስምዒት ዘለና፣ ቀልጢፍና እንሰርሕ፣ ኣብ ዘድልየሉ እዋን ጽኑዓት፣ ከምኡ እውን ኩሉ ግዜ ኣብ ረብሓኹም እነተኩርን ኢና። ስለዚ ንሕና ብናይ ዓማዊልና ኣዝዩ ልዑል ዝኾነ ክብሪ ሕቡናት ኢና። ናቫራ [Navara] ለውጢ ይፈጥር።

ንሕና SparkOptimus – ኣብ ኤውሮጳ ቍ.1 ኣማኻሪ ዲጂታላዊ ስትራተጂ ኢና። ሓደስቲ ቴክኖሎጂታት ንትካልካ ናብ ዕድላት ብምትርጓም- ትካላት ሓይሊ ሱር-በተኻዊ ለውጢ ንክኸፍታ ንሕግዝ።


ብምትሕብባር ምስ፡

  • COA
  • CoMensha
  • Defence for Children
  • Global Talk
  • IND
  • Juridisch Loket
  • Kerk in Actie
  • Leger des Heils
  • LOWAN
  • MIND Korrelatie
  • Nidos
  • NJi
  • Nova
  • Oekrainers in Nederland
  • Open Embassy
  • Pharos
  • Refugee Talent Hub
  • Rode Kruis
  • Save the Children
  • Slachtofferhulp Nederland
  • Stichting Bevordering Huisdierenwelzijn
  • Stichting Vluchteling
  • Takecarebnb
  • UAF
  • UNHCR
  • UNICEF
  • Welcome App
  • Voedselbanken