ቪድዮ

ዲጂታላዊ ናይ ዑቕባ ናይ ምኽሪ ሰዓት ንምክያድ ብኸመይ ቆጸራ ይገብር?

እዚ ቪድዮ ብኸመይ Microsoft Teams ከም እተውርድን፣ ንዕኡ ዲጂታላዊ ናይ ዑቕባ ናይ ምኽሪ ሰዓት ንምክያድ ብኸመይ ቆጸራ ንምሓዝ ከም እንጥቀመሉን ዝገልጽ እዩ።

እዛ ቪድዮ ሓጊዛትካ' ዶ?


ኣብዚ መድረኽ እትረኽቦ ሓበሬታ ካብ ውድብ ሰብኣዊ መሰላት VluchtelingenWerk Nederland ዝመጸ ኮይኑ፣ ምስ መሻርኽቱ ብምትሕብባር እዩ።
ምስ Contentful ብምትሕብባር