ናብ ቀንዲ ትሕዝቶ ኪድ
ዑቕባ ክሓትት ይደልይ ኣለኹ ወይ ዑቕባ ኣመልኪተ ኣለኹ
TI
ብዛዕባና
ኣርእስታት
እዋናዊ
ኣገልግሎታት
ዑቕባ ክሓትት ይደልይ ኣለኹ ወይ ዑቕባ ኣመልኪተ ኣለኹ
TI
ቆጸራ ምግባር
መበገሲ
ናብ ኔዘርላንድ ምምጻእን ዑቕባ ንምርካብ ምምልካትን
መስርሕ ዑቕባ ብኸመይ ይሰርሕ?
ቪድዮ
መስርሕ ዑቕባ ብኸመይ ይሰርሕ?
ኣብ ኔዘርላንድ ዑቕባ ትሓትት ዘለኻ ኣብ ሃገርካ ውሑስነት ዘይብልካ ስለዝኾንካ እዩ። መንግስቲ ኔዘርላንድ ዑቕባ ናይ ምርካብ መሰል ዘለካ ምዃንካን ዘይምዃንካን ክግምግሞ እዩ። ኣብዚ ቪድዮ፣ መስርሕ ዑቕባ ብኸመይ ከም ዝሰርሕን፣ ኣየኖት ስጉምትታት ኣገደስቲ ምዃኖምን ኣብሪህናዮ ኣለና።
ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣካፍል፡
እዛ ቪድዮ ሓጊዛትካ' ዶ?