14:11 መስርሕ ዑቕባ ብኸመይ ይሰርሕ? ኣብ ኔዘርላንድ ዑቕባ ትሓትት ዘለኻ ኣብ ሃገርካ ውሑስነት ዘይብልካ ስለዝኾንካ እዩ። መንግስቲ ኔዘርላንድ ዑቕባ ናይ ምርካብ መሰል ዘለካ ምዃንካን ዘይምዃንካን ክግምግሞ እዩ። ኣብዚ ቪድዮ፣ መስርሕ ዑቕባ ብኸመይ ከም ዝሰርሕን፣ ኣየኖት ስጉምትታት ኣገደስቲ ምዃኖምን ኣብሪህናዮ ኣለና። ቪድዮ
7:23 ዑቕባ ንምርካብ ኣብ እተመልክተሉ እዋን ዘጋጥሙኻ ውድባት ኣብ ኔዘርላንድ ዑቕባ ንምርካብ ኣብ እተመልክተሉ እዋን ምስ ዝተፈላለዩ ውድባት ትራኸብ ኢኻ። ኣብዚ ቪድዮ ድማ መን ምዃኖምን፣ እንታይ ከም ዝገብሩን ኣብሪህናዮ ንርከብ። ቪድዮ
12:24 ኣብ ኔዘርላንድ ንመስርሕ ዑቕባ ምድላው ኣብ ኔዘርላንድ ንመስርሕ ዑቕባ ምድላው፡ ስጉምትታት ንመመልከቲ IND፣ ቃለ-መሕትታት፣ መዕቆቢ፣ ከምኡ እውን ኣብ እዋን ናይ ዑቕባ መመልከቲኻ እንታይ ክትጽበይ ከም እትኽእል። ቪድዮ
3:27 ቤት-ምኽሪ ስደተኛታት ኔዘርላንድ (VWN) እንታይ ይገብር? ቤት-ምኽሪ ስደተኛታት ኔዘርላንድ (VWN) ንስደተኛታት ዝሕግዝ ነጻ ውድብ እዩ። VWN እንታይ ኣገዳሲ ምዃኑ ምእንቲ ክትፈልጥ ኣብ መስርሕ ዑቕባ ይመርሓካ፣ መብርሂ ይህበካ፣ ሕቶታት ይምልስን፣ ታሪኽካ ብንጹር ንኽትነግር ይሕግዘካን። ቪድዮ
መብርሂ ብዛዕባ መድሕን ጥዕና ብዛዕባ መድሕን ጥዕና ኩሉ ኣብዚ ተመልከት። ንኣብነት ብዛዕባ ባዕላዊ-ብጽሒትን መድሕን ጥዕናኻ ኣብ እትቖጻጸረሉ እዋን እንታይ ከተቕልበሉ ከም እትኽእልን። ምምሃር
3:52 ብኢ-መይልን ማሕበራዊ መራኸቢ-ብዙሓንን ዝግበር ምትላል ኣብዛ ቪድዮ ብኢ-መይልን ማሕበራዊ መራኸቢ-ብዙሓንን ብዛዕባ ዝፍጸም ምትላልን ጒሕልናን ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ። ቪድዮ