ምንጪ፡ Tweede Kamer der Staten-Generaal
ኣገዳሲ
ዜና

2025 ምርጫ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኔዘርንድ፡ ውድባት ብዛዕባ ስደትን ዑቕባን እንታይ ይብሉ?

ዝተሓትመሉ ዕለት: 10/6/2025 12:00 ቅ.ቀ.

29 ጥቅምቲ 2025 ኔዘርላንድ ኣብ ምርጫ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኔዘርላንድ ናብ ምርጫ ክትከይድ እያ። ኣብቲ መረፃ ዝሳተፋ ፖለቲካዊ ውድባት ናይ መረፃ ማኒፌስቶ ኣዳልዮም ኣለው። እዚ ማኒፌስቶ እዚ እንተተመሪጾም ከተግብርዎ ዝሓሰቡ መደባት ዝገልጽ እዩ። እዚ ዓንቀጽ እዚ ኣብ ዝተወሰኑ ወሰንቲ ጉዳያት ዘለዎም መርገጺ ይገልጽ።

መርገጺ ሰልፊታት ኣብ ኣገደስቲ ጉዳያት ናይ ምርጫ

መረጽቲ ኣብ ዝመርጽሉ እዋን ናይ ሰልፊታት ናይ ምርጫ መደባት ወይ ማኒፌስቶ መሰረት ብምግባር ኣየናይ ሰልፊ ክመርጹ ከም ዝደልዩ ክውስኑ ይኽእሉ። ኣብዚ ዓንቀጽ ድማ ዝተፈላለዩ ሰልፊታት ንስደተኛታት ኣገደስቲ ኣብ ዝኾኑ ጉዳያት ብዛዕባ ዘለዎም መርገጺ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።


እዚ ሓበሬታ እዚ ሓጊዙካ' ዶ?


ኣብዚ መድረኽ እትረኽቦ ሓበሬታ ካብ ውድብ ሰብኣዊ መሰላት VluchtelingenWerk Nederland ዝመጸ ኮይኑ፣ ምስ መሻርኽቱ ብምትሕብባር እዩ።
ምስ Contentful ብምትሕብባር