ዜናዕዳጋ
ክንክን ጥዕና
ሓኪም፣ ክኢላ ስነ-ኣእምሮ ወይ ካልእ ሕክምናዊ ክንክን ትደልይ ኣለኻ ዲኻ? ኣብዚ ገጽ ስርዓተ ክንክን ጥዕና ኔዘርላንድ ብኸመይ ከም ዝሰርሕ ብዝምልከት ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ። ብዛዕባ መድሕን ጥዕና እውን ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ።

ሓበሬታ
ዝሰኣንካዮ ገለ ነገር ኣሎ ድዩ?

ገና እንታይ ዝሰኣንካዮ ከምዘሎ ወይ እንታይ ክትረኽቦ ከም ዘይከኣልካ ሓብረና። ንርእይቶኻ ተጠቂሙ ድማ RefugeeHelp ነዚ ገጽ ዝያዳ ከመሓይሾ ይኽእል እዩ። ኣስተውዕል፡ እዚ ቅጥዒ ነዚ መርበብ-ሓበሬታ ብዛዕባ ዝምልከቱ ርእይቶታት ዝዓለመ እዩ። ንውልቃዊ ሕቶታት ወይ ጠለባት ኣይኮነን። ናይ ዝሃብካዮ ርእይቶ መልሲ ኣይክትቕበልን ኢኻ።

ብዛዕባ እንታይ ኢኻ ርእይቶ ክትህብ ትደልይ?

ኣብዚ ተወሳኺ መብርሂ ክትህብ ትደልይ' ዶ?