• ጀምር
  • መስርሕ ዑቕባ ኣብ ኔዘርላንድ

ንናትና ኩኪስና ኣይተቐበልካዮን ኣለኻ። ስለዚ ኣብ መርበብ-ሓበሬታና ናይ www.youtube.com ቪድዮታት ክትርእይ ኣይትኽእልን ኢኻ። ነቲ ቪድዮ ኣብ Youtube ረኣዮ፣ ወይ ንናትና ኩኪስና ተቐበሎ። YouTube.com

ቪድዮ
ዝተሓትመሉ ኣብ 16 ነሓ 2023
መስርሕ ዑቕባ ኣብ ኔዘርላንድ

ንስደት ዝሃደምካ ዲኻ፣ ከምኡ እውን ኣብ ኔዘርላንድ ዑቕባ ንምርካብ ከተመልክት ትደልይ ዲኻ? ስለዚ ነዛ መስርሕ ዑቕባ ኣብ ኔዘርላንድ ብዝምልከት ንኹሉ ነገር እትነግር ምስላዊት ቪድዮ ረኣያ።