VluchtelingenWerk Nederland ተግባራዊ፣ ትንተናዊን ምክትታልን ኩኪስ ይጥቀም። ተግባራዊ ኩኪስ ንኻልእ ነገራት ሓዊሱ ከም ትዊተርን ፌስቡክን ዝኣመሰሉ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ መርበብ ሓበሬታና ንምውህሃድ ይጥቀሙ። ትንተናዊ ኩኪስ ንጽሬት መርበብ ሓበሬታና ንምምሕያሽ ይጥቀሙሉ። በጻሕቲ ንመርበብ ሓበሬታና ብኸመይ ከም ዝጥቀሙሉን ኣየኖት መላግቦታት ብተደጋጋሚ ከም ዝጥወቑን ብምዕዛብ፡ ኣየኖት ክፋላት መርበብ ሓበሬታና ንበጻሕትና ዝያዳ ከም ዝስሕቡ ክንፈልጥ ንኽእል።
ብተወሳኺ ንዓኻ መሳጢ ዝመስለና ገጽ ብቐሊሉ ክትረኽቦ ትኽእል ምዃንካን ዘይምዃንካን ንምርኣይ ኩኪስ ንጥቀም። ንኣብነት፡ ኣብ መርበብ-ሓበሬታና ዝተወሰነ ሓበሬታ ትደልይ እንተድኣ ኮይንካ፣ ግን ድማ ክትረኽቦ እንተዘይክኢልካ፣ ነዚ ኣብቲ ብኩኪስ ዝተኣከበ ስታቲስቲክስ ክንርእዮ ንኽእል። ብኸምዚ መንገዲ ድማ ንሕና ከመይ ገይርና ንኣቃውማ፣ ኣከያይዳን ትሕዝቶን መርበብ-ሓበሬታና ዝያዳ ንተጠቃሚ ዝምችእ ከም እንገብሮ ንፈልጥ።
ብተወሳኺ ነቶም ኩኪስ ንፈተነ A/B ብቐጻሊ ንጥቀመሎም ኢና። እዚኦም ክልተ ቅዳሓት ናይ ሓደ ገጽ እነዳልወሉን፣ ኣየናይ ናብ ዝበለጸ ውጽኢት ከም ዝመርሕ እንርነየሉን ፈተናታት እዮም። ነዞም ፈተነታት እንዕቅቦ ሓበሬታታት ምስ ውልቃዊ ሓበሬታታት ዝተኣሳሰር ኣይኮነን፣ ከምኡ እውን ስም ዘይብሉ እዩ።
ብመንገዲ Google AdWords ንመወዓውዒ እንጥቀመሉ ኩኪስ፣ ንዲሞግራፊካዊ ሓበሬታታት ናይቶም በጻሕቲ ናይ AdWords ንርእይ ኢና፣ እንተኾነ ግን እዞም ሓበሬታታት ኣሰሮም ናብ ሓደ ውልቀ ሰብ ክመርሑ ኣይክእሉን እዮም። 'ኩኪ ሳልሳይ ኣካል' ድማ ንጥቀም።
ኣብ መወዳእታ፣ ናትና ካብ ፌስቡክ ዝመጽእ ናይ ምክትታል ኩኪስ፣ መወዓውዒ ትሕዝቶ ክንደይ ግዜ ከም ዝተራእየ ይከታተል፣ ከምኡ እውን ኣብ ፌስቡክ ብዛዕባ ዝግበር ናይ መወዓውዒ ወፍሪ ብዝምልከት ርድኢት ይህበና። እዚ ድማ ሓደ ዓይነት መወዓውዒ ኣዝዩ ብዙሕ ግዜ ብዝተደጋጋሚ ንኸይትርኢ ይከላኸል። ኣወዓዋዕቲን ሳልሳይ ኣካላትን ነዞም ናይ ምክትታል ኩኪስ ተጠቒሞም ናይ በጻሒ ፕሮፋይል ክፈጥሩ ይኽእሉ እዮም። ብዛዕባ ኣጠቓቕማ ናይ ፌስቡክ ናይ ምክትታል ኩኪስ ዝያዳ ክትፈልጥ ትደልልይ ዲኻ? ስለዚ ብዛዕባኡ ኣብ መርበብ-ሓበሬታ ናይ ፌስቡክ ዝያዳ ኣንብብ።