ምውህሃድ
መርሓ ውጥን (2)
ድሕሪ 1 ጥሪ 2022 ምውህሃድ ምጅማር
- 1
- 2
- 3
- 4
- 5
- 6
ናይ ምውህሃድ ግዴታ ብዝምልከት ካብ ፈጻሚ ኣገልግሎት ትምህርቲ (DUO) ኣብ ዕለት 1 ጥሪ 2022 ወይ ድሕሪኡ ደብዳቤ ተቐቢልካ ዲኻ? ኣብዚ መርሓ ውጥን ምውህሃድ ብኸመይ ከም ዝሰርሕ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ቅድሚ 1 ጥሪ 2022 ምውህሃድ ምጅማር
- 1
- 2
- 3
- 4
- 5
ናይ ምውህሃድ ግዴታ ብዝምልከት ካብ ፈጻሚ ኣገልግሎት ትምህርቲ (DUO) ቅድሚ ዕለት 1 ጥሪ 2022 ደብዳቤ ተቐቢልካ ዲኻ? ኣብዚ መርሓ ውጥን ምውህሃድ ብኸመይ ከም ዝሰርሕ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ሓበሬታ

ምውህሃድ ብዝምልከት ነዚ ክትፈልጥ ኣለካ
ናይ ዑቕባ መንበሪ ፍቓድ ኣለካ ድዩ፣ ከምኡ እውን ዕድሜኻ ካብ 18 ክሳብ 67 ዓመት ድዩ? ስለዚ መንግስቲ ኔዘርላንድ ክትመሃርን ምስ ሕብረተሰብ ኔዘርላንድ ክትላለይን ከምዘለካ ይጠልብ እዩ። እዚ ድማ ምውህሃድ ይበሃል። መዓስን ብኸመይን ምውህሃድ ከም እትጅምር ኣብዚ ኣንብብ።

ሓገዝ ብዛዕባ ቋንቋ ኔዘርላንድ
ቋንቋ ኔዘርላንድ ብዝተፈላለየ መንገዲ ክትለማመድ ትኽእል ኢኻ። ቋንቋ ኔዘርላንድ ንምምሃር ሓገዝ ምስ እትደልይ፣ ሓገዝ ብኸመይን ኣበይን ክትረክብ ከም እትኽእል ኣብዚ ገጽ ተወሳኺ ሓበሬታ ክትረኽብ ትኽእል ኢኻ።

ስርዓተ-ምውህሃድ ድሕሪ 1 ጥሪ 2022
ኣብዛ ቪድዮ፣ ምውህሃድ ድሕሪ 1 ጥሪ 2022 ብኸመይ ከም ዝካየድ ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ።
ነዚ መርበብ-ሓበሬታ ዝኸውን ምኽሪ ኣለካ ድዩ?
ምኽርታትካ RefugeeHelp ነቲ መርበብ-ሓበሬታ ንኸመሓይሾ ይሕግዝዎ እዮም። ገና እንታይ ከም ዝጎደለካ ወይ ክትረኽቦ ከም ዘይከኣልካ ሓብረና። ኣስተውዕል፡ እዚ ቅጥዒ ንውልቃዊ ሕቶታት ዝዓለመ ኣይኮነን። መልሲ ኣይክትረክብን ኢኻ።