ጥቕምታት
ናይ መወዳእታ ዝተሓደሰሉ: 15/3/2023 10:09 ቅ.ቀ.
ገና ስራሕ እንተድኣ ዘይብልካ ኮይንካ ወይ ካብ ስራሕ እንተድኣ ተባሪርካ፣ ጥቕሚታት ንኽትረክብ መሰል ኣለካ። እዚ ኣብ ወርሒ ካብ መንግስቲ እትረኽቦ መጠን ገንዘብ እዩ። ብዛዕባ እዚ ዝያዳ ኣብዚ ገጽ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ዝተፈላለዩ ዓይነታት ደገፍ ጥቕምታት
ገና ስራሕ እንተድኣ ዘይረኸብካ ወይ ውዕልካ እንተድኣ ዘይተሓዲሱ፣ ካብ መንግስቲ ገንዘባዊ ደገፍ ትረክብ። ካብ መንግስቲ ኣብ ወርሒ ክትነብረሉ እትኽእል መጠን ገንዘብ ድማ ትረክብ። እዚ ድማ undefineduitkeringundefined ይበሃል። ዋላ ውሑድ ስራሕ እንተጀሚርካ፣ ኣብ ገለ ገለ ኣጋጣሚታት ደገፍ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።
ደገፍ ጥቕምታት ንምርካብ ባዕልኻ ካብ
'Uitvoeringsinstituut Werknemersverzekeringen' (UWV)
ናይዚ ዝስዕብ መሰል ክህልወካ ይኽእል እዩ፡
ናይ ሽቕለት ኣልቦነት ደገፍ (ደገፍ ጥቕምታት WW)
ናይ ኣታዊ ደገፍ ጥቕሚታት
እዚ ኣብ ታሕቲ ዝርከብ ናይ ዩቱብ ቪድዮ፣
VluchtelingenWerk Nederland (VWN)
ናይ ሽቕለት ኣልቦነት ደገፍ (WW)
'Bijstandsuitkering'
እዚ ኣብ ታሕቲ ዝርከብ ቪድዮ፣ VluchtelingenWerk Nederland (VWN) ብዛዕባ ካብ ስራሕ ምብራርን ደገፍ ጥቕምታትን ዝምልከት ሓበሬታ ዝህብ እዩ፡
እዚ ትሕዝቶ ብሳልሳይ ኣካል (www.youtube.com) ዝእንገድ እዩ። ኩኪስ ምቕባል ስለ ዝነጸግካ ኣብ ክንዲ ኣብ መርበብ-ሓበሬታና ኣተሓሒዝና ነቕርቦ፣ ምስ ዩቱብ ባዕሉ ጥራይ ኢና ከነተኣሳስረካ እንኽእል። YouTube.com