ትሕቲ 18 ዓመት እንተድኣ ኮይንካን ብዘይ ስድራ-ቤትካ ትነብር ምስ እትኸውንን፣ ኣብ ኔዘርላንድ ምንባር እንተድኣ ትሕቲ 18 ዓመት ኮይንካ፣ ንበይንኻ ናብ ኔዘርላንድ መጺእካን ኣብዚ መንበሪ ፍቓድ እንተሃልዩካን፣ ኣብ ትሕቲ ሕግታት AMV ኢኻ እትምደብ። ኣብ ትሕቲ ደንቢ-AMV ትምደብ እንተድኣ ኮይንካ፣ ንበይንኻ ክትነብር ኣይፍቀደልካን እዩ። NIDOS መንበሪ ንምርካብ ክሕግዘካ እዩ። እንታይ ሓገዝ ከም እትረክብን፣ ኣበይ ክትነብር ከም እትኽእልን ኣብዚ ዓንቀጽ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ። ዓንቀጽ