
ነቶም ካብ ዩክረይን ዝወጹን ዜግነት ዩክረይን ዘይብሎምን ውልቀ-ሰባት ብዛዕባ RTB ኣብ መደምደምታ ኸም ዝበጽሑ ዝገልጽ ዌቢናር ርኣዮ። ኣርእስቲ https://preview.refugeehelp-test.nl/en/asylum-seeker/activity/100519
ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣካፍል፡
ብ24 ሓምለ Refugee Work ነቶም ካብ ሳልሳይ ሃገራት ዝመጹ ዜጋታት ግዝያዊ ዕቝባ ዘብቀዐ ምዃኑ ዚገልጽ ዊቢናር ኣዳልዩ ነበረ። እቲ ዊቢናር እንደገና ኣብ ዩቱብ ምርኣይ ይከኣል እዩ። intro of https://preview.refugeehelp-test.nl/nl/asylum-seeker/activity/100519
ሓበሬታን ንሕቶታት ዝኸውን ግዜን
ብ24 ሓምለ VluchtelingenWerk ነቶም ካብ ሳልሳይ ሃገራት ዝመጹ ዜጋታት ግዝያዊ ዕቝባ ዘብቀዐ ምዃኑ ዚገልጽ ዊቢናር ኣዳልዩ ነበረ። ሕጂ እቲ ዊቢናር እንደገና ኣብ ዩቱብ ምርኣይ ይከኣል እዩ። ሰራሕተኛታት VluchtelingenWerk ኣብዚ ብኢንተርነት እተገብረ ኣኼባ ብዛዕባ እቲ እተራእየ ሓድሽ ምዕባለታት ዜጋታት ሳልሳይ ሃገር ሓበሬታ ይህቡ እዮም። እቲ ምስ ግዝያዊ ዕቝባ እተተሓሓዘ ጠጠው ናይ ምባል ስጉምቲ ኣብ መደምደምታ ኸም ዝበጽሕ ተገሊጹ ኣሎ። ከምኡ እውን ናብ ዓድኻ ብዛዕባ ምምላስ ወይ ኣብ ኔዘርላንድ መንበሪ ንምርካብ እንታይ ስጕምትታት ክትወስድ ከም እትኽእል ሓበሬታ ኽትረክብ ኢኻ።
ነቲ ኣብ ዩቱብ ዘሎ ዊቢናር ብእንግሊዝኛ ሩስያኛ ወይ ዓረብኛ እንደገና በቲ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክታት ክትርእዮ ትኽእል ኢኻ ፦
ነቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ሓበሬታ እንደገና ኽትምርምሮ ትደሊዶ ? ከምኡ እንተ ዀይኑ ነዚ ጽሑፍ እዚ ኣንብብ።
ን VluchtelingenWerk ገለ ሕቶታት ኣሎካዶ? ከምኡ እንተ ዀይኑ ነቲ ብኢንተርነት ዚግበር ምኽሪ ቘጸራ ግበር።
ናይ ብሕቲ ሓበሬታኻ ንምኽዛን VluchtelingenWerk ኣቐዲምካ ፍቓድ ክትህብ ከለኻ እቲ ዝበለጸ ሓገዝ ኪህበካ ይኽእል እዩ። ብዘይ ፍቓድካ VluchtelingenWerk ንብሕታዊ ሓበሬታኻ ክጥቀመሉ ኣይክእልን እዩ። ንሕና እውን ብሕታዊ ምኽሪ ኽንህበካ ኣይንኽእልን ኢና። ብዛዕባ እቲ መምርሒታት ሓፈሻዊ ሓበሬታ ጥራይ ኢኻ እትረክብ።
ነቲ ፍቓድ ንምሃብ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ስጕምትታት ተኸተል፦
ነቲ ብኢንተርነት ዚግበር ምኽሪ በቲ RefugeeHelp ዚብሃል መርበብ ሓበሬታ ኣቢልካ ቘጸራ ግበር። ዝርዝር ሓበሬታኻ መሊእካ ነቲ ቅጥዒ ፈረሞ።
ስካን ገይርካ ወይ ድማ ስእሊ (ፎቶ) ኣልዒልካ እቲ ቅጥዒ ናብ afspraken-oekraine@vluchtelingenwerk.nl ስደዶ።