ምንጪ፡ Tweede Kamer der Staten-Generaal
ዓንቀጽ

ምርጫ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2025፡ ሰልፊታት ብዛዕባ ፍልሰትን ዑቕባን እንታይ ይብሉ?

ናይ መወዳእታ ዝተሓደሰሉ: 10/16/2025 8:36 ቅ.ቀ.

ኣብ ዕለት 29 ጥቅምቲ 2025 ኔዘርላንድ፣ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንምምራጽ ምርጫ ከተካይድ እያ። ኣብቲ ምርጫ ዝሳተፋ ፖለቲካዊ ሰልፊታት ድማ ናይ ምርጫ ማኒፌስቶታቶም ኣዳልዮም ኣለው። እዚ ማኒፌስቶ እዚ፣ እንተድኣ ተመሪጾም ከተግብርዎ ዝሓስቡ መደባት ዝገልጽ እዩ። ብዛዕባ ዝተወሰኑ ኣገደስቲ ጉዳያት ዘለዎም መርገጺ ኣብዚ ዓንቀጽ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።

መርገጺ ሰልፊታት ኣብ ኣገደስቲ ጉዳያት ናይ ምርጫ

መረጽቲ ኣብ ዝመርጽሉ እዋን ናይ ሰልፊታት ናይ ምርጫ መደባት ወይ ማኒፌስቶ መሰረት ብምግባር ኣየናይ ሰልፊ ክመርጹ ከም ዝደልዩ ክውስኑ ይኽእሉ። ኣብዚ ዓንቀጽ ድማ ዝተፈላለዩ ሰልፊታት ንስደተኛታት ኣገደስቲ ኣብ ዝኾኑ ጉዳያት ብዛዕባ ዘለዎም መርገጺ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።


እዚ ሓበሬታ እዚ ሓጊዙካ' ዶ?


ኣብዚ መድረኽ እትረኽቦ ሓበሬታ ካብ ውድብ ሰብኣዊ መሰላት VluchtelingenWerk Nederland ዝመጸ ኮይኑ፣ ምስ መሻርኽቱ ብምትሕብባር እዩ።
ምስ Contentful ብምትሕብባር