12:25 ኣብ ኔዘርላንድ ንመስርሕ ዑቕባ ምድላው ኣብ ኔዘርላንድ ንመስርሕ ዑቕባ ምድላው፡ ስጉምትታት ንመመልከቲ IND፣ ቃለ-መሕትታት፣ መዕቆቢ፣ ከምኡ እውን ኣብ እዋን ናይ ዑቕባ መመልከቲኻ እንታይ ክትጽበይ ከም እትኽእል። ቪድዮ
7:19 ዑቕባ ንምርካብ ኣብ እተመልክተሉ እዋን ዘጋጥሙኻ ውድባት ኣብ ኔዘርላንድ ዑቕባ ንምርካብ ኣብ እተመልክተሉ እዋን ምስ ዝተፈላለዩ ውድባት ትራኸብ ኢኻ። ኣብዚ ቪድዮ ድማ መን ምዃኖምን፣ እንታይ ከም ዝገብሩን ኣብሪህናዮ ንርከብ። ቪድዮ
3:27 ቤት-ምኽሪ ስደተኛታት ኔዘርላንድ (VWN) እንታይ ይገብር? ቤት-ምኽሪ ስደተኛታት ኔዘርላንድ (VWN) ንስደተኛታት ዝሕግዝ ነጻ ውድብ እዩ። VWN እንታይ ኣገዳሲ ምዃኑ ምእንቲ ክትፈልጥ ኣብ መስርሕ ዑቕባ ይመርሓካ፣ መብርሂ ይህበካ፣ ሕቶታት ይምልስን፣ ታሪኽካ ብንጹር ንኽትነግር ይሕግዘካን። ቪድዮ