ቅልጡፋት ሊንክታት
ዑቕባ ንምርካብ ብኸምዚ ኢኻ እተመልክት
ጻንሖትካ ኣብ መቐበሊ ቦታ
ምጥርናፍ ስድራ-ቤት ኣብ ኔዘርላንድ
ኣብ መዕቆቢ ትነብር ምስ እትኸውን ካብ መንግስቲ እትረኽቦ ገንዘብ
ኣርእስታት
ናብ ኔዘርላንድ ምምጻእ
መስርሕ ዕቚባ
ኣብ መዕቆቢ ምንባር
ስራሕ
ናብ መበቆል ሃገርካ ምምላስ
ትምህርቲ
ክንክን ጥዕና
ናብራ ኣብ ኔዘርላንድ
ካልኦት ኣርእስታት
ዕዳጋ
ብዛዕባና
ኩነትካ ቀይር
ቋንቋ ቀይር
TI
ትግርኛ
Tigrinya
ኩሎም ቴማዊ ዓንቀጻት
ኣብዚ ሓፈሻዊ ትሕዝቶ ናይ ኩሉ ብዛዕባ እዚ ኣርእስቲ ከተንብቦ እትኽእል ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ።
ከም ስደተኛ ናብ ኔዘርላንድ ብመሬት ትመጽእ። ዑቕባ ንምሕታት ድማ ናብ ተር ኣፐል ክትከይድ ኣለካ። ናብ ተር ኣፐል ብህዝባዊ መጓዓዝያ (ባቡርን ኣውቶቡስን) ክትከይድ ትኽእል ኢኻ።
ናብ ኔዘርላንድ ብነፋሪት መጺእካ። ዑቕባ ንምርካብ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ እንተድኣ ኣመልኪትካ፣ ውሳኔ ክሳብ ዝወሃብ ኣብ ጥቓ መዓርፎ ነፈርቲ ስኺፖል [Schiphol] ኣብ ዝርከብ ዕጹው መቐበሊ ማእከል ኮይንካ ክትጽበይ ኣለካ። ኣብዚ እንተበዝሐ ን28 መዓልታት ክትጸንሕ ኢኻ።