ገንዘብ

ኣብ ኔዘርላንድ ገንዘባዊ ጉዳያት ብኸመይ ተዋድድ? ብዛዕባ ምኽፋት ናይ ባንክ ሕሳብ፣ ናይ መነባብሮ ኣበልን ግብሪታትን ዝያዳ ኣንብብ። ኣየኖት ሕግታት ከም ዝምልከቱን ፋይናንስካ ብኸመይ ብግቡእ ከም እተዋድድን ፍለጥ። ኣብ ኔዘርላንድ ክትሰርሕ ትደሊ ዲኻ? ብዛዕባ ቅድመ-ኩነታት፣ ስራሕ ምድላይ፣ ምምልካትን ውዕላት ስራሕን ዝያዳ ኣብቲ ስራሕ ዝብል ገጽ ኣንብብ።


መርሓ ውጥን (1)

ሓበሬታ

ቆልዓ ምስ ወለድካ እንታይ ዓይነት ጥቕምታት ይርከብ?

ቆልዓ እንተሃልዩካን ኣብ ኔዘርላንድ ትሰርሕን እንተኾንካ ግዝያዊ ዕረፍትን ጥቕማጥቕምን ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። እዚ ድማ ኣታዊኻ እናዓቀብካ ንውላድካ ክትከናኸን የኽእለካ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ቆልዓ ምስ ተወልደ እትረኽቦ ጥቕምታት፡ መን ከም ዝኸፍሎን መዓስ ከም እትረኽቦን ትገልጽ።

ዓንቀጽ
ገንዘባዊ ማሕበራዊ ደገፋትን ኣበላትን

ዘይትሰርሕ እንተድኣ ኮይንካ ኣየኖት ደገፋት ኣለዉ?

ኣብ ኔዘርላንድ፣ ስራሕ ወይ ኣታዊ ዘይብልካ ምስ እትኸውን፣ ወይ ብሰንኪ ድሩትነት ክትሰርሕ እንተድኣ ዘይክኢልካ፣ ደገፍ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ኣየኖት ደገፋት ከም ዘለዉ፣ መዓስ ክትረኽቦም መሰል ከም ዘለካን፣ ኣበይ ከተመልክት ከም እትኽእልን ኣብዚ ዓንቀጽ ኣንብብ።

ዓንቀጽ
ገንዘባዊ ማሕበራዊ ደገፋትን ኣበላትን