ምንጪ፡ Selma van der Bijl
ዓንቀጽ

ኣብ ካልእ ኤውሮጳዊ ሃገር እንተድኣ ተመዝጊብካ ኣብ ተር ኣፐል ወይ ኣብ Schiphol ትምዝገብ

ናይ መወዳእታ ዝተሓደሰሉ: 12/19/2025 4:21 ድ.ቀ.

እንተድኣ ናብ ኔዘርላንድ ከም ስደተኛ መጺእካ፣ ኣብ ተር ኣፐል ኣብ ዝርከብ ማእከል ምዝገባ ወይ ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ ስኺፖል ክትምዝገብ ኣለካ።

DISAን KMaRን ድሮ ኣብ ኤውሮጳ ዑቕባ ኣለካ ድዩ ወይስ ሓቲትካ ኣለኻ ድዩ ኣይሓተትካን ይምርምሩ

፣ ኣብ ተር ኣፐል ኣብ ዝርከብ ማእከል ምዝገባ፣ ስምካ ወይ ኣሰር ኣጻብዕትኻ ኣብ
ወይ ኣብ
ድሮ ዝፍለጥ ምዃኑን ዘይምዃኑን ይምርምር።
ድማ ነዚ ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ ስኺፖል ኣብ ዝርከብ ማእከል ምዝገባ ይገብሮ።

ኣብ ከምዚ ዝስዕብ ስምካ ወይ ኣሰር ኣጻብዕትኻ ኣብ 1 ካብዞም ስርዓታት ኣሎ፡

  • ኣሰር ኣጻብዕትኻ ኣብ ካልእ ኤውሮጳዊ ሃገር ሂብካ እንተድኣ ኣለኻ ኮይንካ፤

  • ቅድሚ ሕጂ ኣብ ካልእ ሃገር ዑቕባ ሓቲትካ ኣሰር ኣጻብዕትኻ ከትህብ ዝነበረካ እንተድኣ ኮይኑ፤

  • ኣብ ካልእ ኤውሮጳዊት ሃገር ቪዛ ኣመልኪትካ ወይ ቪዛ ረኺብካ እንተድኣ ነይርካ።

እታ ኣብዞም ስርዓታት ኣብ ጎኒ ስምካ እትርከብ ሃገር፣ ንዘመልከትካዮ ዑቕባ ናይ ምምስራሕ ሓላፍነት ኣለዋ። እዚ ኣብ መንጎ ሃገራት ኤውሮጳ ዝተገብረ ‘

’ ዝበሃል ስምምዕ እዩ።


እዚ ሓበሬታ እዚ ሓጊዙካ' ዶ?


ኣብዚ መድረኽ እትረኽቦ ሓበሬታ ካብ ውድብ ሰብኣዊ መሰላት VluchtelingenWerk Nederland ዝመጸ ኮይኑ፣ ምስ መሻርኽቱ ብምትሕብባር እዩ።
ምስ Contentful ብምትሕብባር