ኣስተውዕል፡ ሓደ ክፋል ናይዚ ዓንቀጽ ገና ኣይተተርጎመን ኣሎ። ተርጎምቲ ድማ ይሰርሕሉ ኣለዉ። ንምሉእ እቲ ዓንቀጽ ብቋንቋኻ ንኸተንብብ ኣብ ቀረባ እዋን ተመለስ።

ምንጪ፡ Suzanne van der Kerk
ኣገዳሲ
ዜና
ሰኔት ብዛዕባ ሓደስቲ ሕግታት ዑቕባ ይመያየጥ፡ እንታይ ክኸውን እዩ?
ዝተሓትመሉ ዕለት: 1/21/2026 12:00 ቅ.ቀ.
ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣካፍል፡
ሰኔት ነቶም ሓደስቲ ናይ ሕጊ ዑቕባ እማመታት ምክያድ ይቕጽል ኣሎ። ብዕለት 20 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፣ ንሰብ-መዚ ሚኒስትሪ ዑቕባን ፍልሰትን ሕቶታት ቀሪቡ። ብዛዕባ እቶም ዝተኣመሙ ሕግታት መዓስ እዩ ድምጺ ክወሃብ፣ እዚ'ኸ ብተግባር እንታይ ትርጉም ክህልዎ እዩ?