ኣስተውዕል፡ ሓደ ክፋል ናይዚ ዓንቀጽ ገና ኣይተተርጎመን ኣሎ። ተርጎምቲ ድማ ይሰርሕሉ ኣለዉ። ንምሉእ እቲ ዓንቀጽ ብቋንቋኻ ንኸተንብብ ኣብ ቀረባ እዋን ተመለስ።

ምንጪ፡ Canva
ኣገዳሲ
ዜና
84 ሶርያውያን ብወለንታኦም ናብ ሶርያ ተመሊሶም
ዝተሓትመሉ ዕለት: 9/17/2025 12:00 ቅ.ቀ.
ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣካፍል፡
ብዕለት 16 መስከረም 2025፣ ናይ ኔዘርላንድ ነፋሪት ካብ ሮተርዳም ናብ ደማስቆስ ተበጊሳ። ብወለንታኦም ናብ መበቆል ሃገሮም ክምለሱ ዝወሰኑ 84 ሶርያውያን ዝሓዘት ድማ እያ ነይራ። ከምዚ ዝኣመሰለ ዓቢይ ጉጅለ ሶርያውያን ብወለንታኦም ካብ ኔዘርላንድ ክወጽኡ እዚ ንመጀመርታ ግዜ እዩ።