3:17 ኣብ ወርሒ ዘለዉኻ ወጻኢታት ብኸምዚ ኢኻ እትቕምሮም ናይቲ ኣብ ወርሒ እትረኽቦ ገንዘብን እንታይ ክትከፍል ከም ዘለካን ብኸመይ ሓፈሻዊ መግለጺ ክትገብር ከም እትኽእል ኣብዚ ተመልከት። ቪድዮ
2:40 ምምሕዳር ከተማ ቅድሚ ናትካ ደገፍ ጥቕሚ ምቕባልካ ገለ ሕሳባት ይኸፍል ኣብ ምምሕዳር ከተማ ክትነብር ድሕሪ ምኻድካ፣ እቲ ምምሕዳር ከተማ ቅድሚ ናትካ ደገፍ ጥቕሚ ምቕባልካ ንገሊኦም ሕሳባት ይኸፍል እዩ። እዛ ቪድዮ፣ እዚ ብኸመይ ከምዝሰርሕ እተብርህ እያ። ቪድዮ