
ካቢነ ሚኒስተራት የተን ጀሚሩ ኣሎ፡ ንስደተኛታት ዝኾኑ እንታይ ውጥናት ኣለዉ?
ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣካፍል፡
ብዕለት 23 ለካቲት 2026 ሓድሽ ካቢነ ሚኒስተራት D66፣ VVD፣ ከምኡ እውን CDA ቃለ መሓላ ፈጺሙ ኣሎ። እቲ ስምምዕ ጥምረት ንዑቕባ፣ መዕቆቢን ውህደትን ዝምልከት ውጥናት ዘጠቓልል እዩ። ብዛዕባ ሕጊ ምምቕራሕ፣ መስርሕ ዑቕባ፣ መዕቆቢ ቦታታትን ምጥርናፍ ስድራ-ቤትን ብዝምልከት ኣብቲ ስምምዕ እንታይ ከም ዝርከቡ ኣብዚ ዓንቀጽ ኣንብብ።
ሓድሽ ካቢነ ሚኒስተራት ቃለ መሓላ ፈጺሙ
ካቢነ ሚኒስተራት D66፣ VVD፣ ከምኡ እውን CDA ብዕለት 23 ለካቲት 2026 ቃለ መሓላ ፈጺሙን ብወግዒ ስርሑ ተጀሚሩን ኣሎ። እዚ ስነ-ስርዓት ቃለ መሓላ፣ ኣብ ቅድሚ ንጉስ ሕጊ ከኽብሩን ስርሖም ብግቡእ ክፍጽሙን ምዃኖም ቃል ድሕሪ ምእታዎም፣ ወግዓዊ ምጅማር እቲ ሓድሽ ካቢነ ሚኒስተራት ዘመልክት እዩ።
እዚ ካቢነ ሚነስተራት ብውሑዳን ዝቖመ እዩ። እዚ ማለት እቲ
እቶም ኣገደስቲ ሚኒስተራትን ስልጣኖምን እዞም ዝስዕቡ እዮም፡
Rob Jetten (D66)፡ ቀዳማይ ሚኒስተር (ሓፈሻዊ ጉዳያት)።
Dilan Yeşilgöz (VVD)፡ ሚኒስተር ምክልኻልን ቀዳማይ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን።
Bart van den Brink (CDA)፡ ሚኒስተር ዑቕባን ፍልሰትን፣ ከምኡ እውን ካልኣይ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር።
Tom Berendsen (CDA)፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ።
Sjoerd Sjoerdsma (D66)፡ ሚኒስተር ንግድን ምትሕብባር ልምዓትን።
David van Weel (VVD)፡ ሚኒስተር ፍትሕን ጸጥታን።
Eelco Heinen (VVD)፡ ሚኒስተር ፋይናንስ።
እቲ ካቢነ ሚኒስተራት ካብ ካልኦት ሰልፊታት ደገፍ ስለዘድልዮ፣ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ሰኔትን ኣብ ዝካየድ ክትዓትን ምምይይጣትን ውጥናት ክቕየሩ ይከኣል እዩ።
ኣቐዲመን እተን ጥምረት ዝገበራ ሰልፊታት
እቲ ስምምዕ ብዛዕባ ዑቕባን መዕቆቢን እንታይ ይብል?
ውጥናት ሕብረት ኤውሮጳ፡ ዑቕባ፣ ምምላስን መስርሕ ኣብ ግዳማዊ ዶባትን
ኔዘርላንድ ኣብ ውሽጢ ሕብረት ኤውሮጳ 'ሓድሽ ሞዴል ፍልሰት" ክትሰርሕ እያ። ብተወሳኺ
እቲ ጥምረት፣ ዋዕላ ዑቕባ ኤውሮጳ ክውድብ ይደሊ። ኣብዚ ዋዕላ ሃገራት ሕቶታት ዑቕባ ብኸመይ ከም ዝቐርብን ከም ዝምስራሕን ክሰማምዓ እየን። እቲ ውጥን ድሕሪ ደጊም ናይ ዑቕባ ሕቶታት ኣብ ውሽጢ ኤውሮጳ ከይቀርቡን ከይምስርሑን እዩ፣ የግዳስ ካብ ዶባታ ወጻኢ ክኸውን እዩ።
ኔዘርላንድ፣ ሰባት ቅድሚ ምስጓጎም ንግዚኡ ኣብ
ክጸንሑ ዝኽእሉሉ ተኽእሎታት ሓዊሱ፣ ብዛዕባ ምምላስ ሓድሽ ሕግታት ሕብረት ኤውሮጳ ክፍጠር ትድግፍ እያ።ዕጹው መዕቆቢብመሰረት
ተስፋ ንዘይብሎም መመልከቲታት ዝኸውን ዕጹው መዕቆቢ ዘለዎ ግዳማዊ ዶባዊ መስርሕ ክተኣታቶ እዩ፣ በዚ ድማ ኔዘርላንድ ኣብ ‘ውሑስን ሰብኣውን’ መዕቆቢ ኣበርክቶ ክትገብር ትደሊ፤ውዕል ፍልሰት ሕብረት ኤውሮጳኣብ ኔዘርላንድ ዝርከብ መዕቆቢ ገና ስርዓት ክሳብ ዘይሓዙ፣ ኔዘርላንድ ኣብ ክንዲ ሰባት እተዕቚብ፣ ኣብ ውዕል ሕብረት ኤውሮጳ ንዝተገብረ ስምምዓት ገንዘብ ከተበርክት ትደሊ።
እቲ ጥምረት ነቲ ድሮ ኣብ ቅድሚ ባይቶ ዝርከብ ሕግታት ዑቕባ ከተግብር ይደሊ
እቲ ናይ ጥምረት ስምምዕ ከምዚ ይብል፡
ቅልጡፍ ወሰኽ ናይ ዑቕባ ሕቶታት ኣብ ዝረኣየሉ እዋን ምጥርናፍ ስድራ-ቤት ብዝምልከት ክውሰዱ ዝኽእሉ ተወሰኽቲ ስጉምትታት
ብመሰረት እቲ ስምምዕ፣ ኣብ ሓጺር ግዜ ቁጽሪ ሕቶታት ዑቕባ ብዓቢኡ እንተድኣ ወሲኹ፣ ምጥርናፍ ስድራ-ቤት ብዝምልከት ተወሰኽቲ ስጉምትታት ክውሰድ ይኽእል እዩ። እዚ ተፈጻምነት ዝህልዎ ኣብ ሓጺር ግዜ ርኡይ ወሰኽ ናይ ዑቕባ ሕቶታት እንተድኣ ኣጋጢሙ፣ ኔዘርላንድ ንዕኡ ክትዳሎ እንተድኣ ዘይክኢላን፣ መዕቆቢን መስርሓትን ደው ምስ ዝብሉን እዩ። ንኣብነት እቲ ስምምዕ ከምዚ ይብል፡ ግዝያዊ ሓለዋ ንዝተዋህቦም ሰባት ኣብ ምምጻእ ኣባላት ስድራ-ቤት ግዝያዊ ምቁራጽ ክግበር ይኽእል። ኣብ ኣዝዩ ፍሉይን ኣጸጋምን ኩነታት ድማ ፍሉያት ኣረኣእያታት ክግበር ይከኣል።
መስርሕ ዑቕባ ንምቕያር ውጥናት
እቲ ስምምዕ፣
ከም
፣ ግዴታዊ ሕክምናዊ ምኽርንናይ ምዝገባ ቃለ-መሕትት ዝኣመሰሉ ግዴታዊ ስጉምትታት ምስራዝ።መስርሕ ክውሰድ ዝተሓስበ ውሳነንምስቲ መስርሕ እንተድኣ ዘይተሓባቢርካ፣ IND ንመመልከቲኻ ክነጽጎ ይኽእል።
ተደጋጋሚ ዑቕባ ምምልካት፣ ዝያዳ ብጽኑዕ ክግምገም ኣለዎ።
ናብ ቤት-ፍርዲ ንምኻድ
ምስቲ ዝተሓተ ሕግታት ውዕል ፍልሰት ሕብረት ኤውሮጳ ክስተኻኸል እዩ፣ መብዛሕትኡ ግዜ ይግባይ ክትብል እንተወሓደ 2 ሳምንታት (እንተበዝሐ ድማ 1 ወርሒ) ክህልወካ እዩ። ኣብ ዝተቐላጠፈ ወይ ፍሉይ መስርሓት ድማ እዚ ግዜ ክሓጽር ይኽእል (ከባቢ 5-10 መዓልታት)።ናይ ይግባይ ገደብ-ግዜታትብመሰረት መንግስቲ፣ መንበሪ ፍቓድ ናይ ምርካብ ዕድሎም ውሑድ ዝኾነ ሓተትቲ ዑቕባ፣ ድሕሪ ምንጻግ ጥራይ ሕጋዊ ሓገዝ ክረኽቡ ይኽእሉ። እዚ ገምጋም እዚ ብIND ዝግበር ናይ መጀመርታ ምርጫ ኮይኑ፣ ንኣብነት ኣብ መበቆል ሃገሮምን ቅድሚ ሕጂ ብዛዕባ ተመሳሳሊ መመልከቲታት ዘሎ ሓበሬታን ምርኲስ ብምግባር እዩ። እቲ ናይ መወዳእታ ውሳነ ድማ እቲ ጉዳይ ብትሕዝቶኣዊ መዳይ ድሕሪ ምግምጋም ጥራይ እዩ ዝውሰን።
ናይ ምምኽኻር ሰዓታት ኣብ መዕቆቢ ቦታታት ይቐርብ
እተን ናይ ጥምረት ሰልፊታት ኣብቲ ስምምዕ፣
ንዘረግቲ ሰላምን ገበነኛታትን ዝያዳ ተሪር ኣተሓሕዛ
እቲ ስምምዕ ብዙሕ ዕንቅፋት ንዘስዕቡ ወይ ሕጊ ንዝጥሕሱ ሓተትቲ ዑቕባ ዝዓለመ ውጥናት ዘጠቓልል እዩ። ንኣብነት፡
ኣብ እዋን መስርሕ ዑቕባ ሓደ ሰብ እንተድኣ ብገበን ተፈሪዱ፣ እቲ ጥምረት እዚ ኣብ ውሳነ IND ዝያዳ ክብደት ክህልዎ ይደሊ።
ብመንግስቲ ተደጋጋሚ ገበነኛታት ተባሂሎም ንዝፍለጡ ሰባት፣ '
' ዝያዳ ጽኑዕ ኣተሓሕዛ ክህሉው እዩ።de top-x-lijstእቲ ጥምረት፣ ተወሳኺ ክትትልን ዝያዳ ጽኑዕ ሕግታትን ዘለዎም ዝያዳ መዕቆቢ ቦታታት፣ ከም
ከምኡ እውንዝጸንዐ ቦታታት ክትትል (VTL) ዝኣመሰሉ ክህልዉ ይደሊ።መስርሕ ህላወ ቦታታት (PBL)ማእከል ምዝገባ ዘለወን ምምሕዳራት ከተማታት ዝያዳ ምውፋር ፖሊስ ክረኽባ ይኽእላ፣ ከም ተወሰኽቲ መኮንናትን ኣብቲ ከባቢ ዝያዳ ተደጋጋሚ ክትትል ምግባርን ዝኣምሰሉ።
እቲ ጥምረት፣ ኣብ መዕቆቢ ቦታታት ዝርከቡ ሰባት፣ ከም ስራሕ፣ ትምህርቲ ቋንቋ፣ ወይ ናይ መዓልቲ ንጥፈታት ዝኣመሰሉ ገለ ነገራት ክገብሩ ዕድላት ክህልዎም እውን ይደሊ። ኣድላዪ ኣብ ዝኾነሉ ድማ ንስንባደ ወይ ወልፊ ዝሓሸ ደገፍ ክረኽቡ ይደልይ።
እቲ ስምምዕ ብዛዕባ መዕቆቢን መንበሪን እንታይ ይብል?
ሒደት ህጹጽ መዕቆቢን ዝያዳ ቀወምቲ መዕቆቢ ቦታታትን
እቲ ስምምዕ፣ መዕቆቢ 'ስርዓት ብዝሓዘ' ክኸውን ከም ዘለዎም ይገልጽ። ስለዚ እቲ ጥምረት ነዚ ዝስዕብ ይደልይ፡
ብዛዕባ ዑቕባን መዕቆቢን ሓላፍነት ዘለዎም ውድባት፣ ከም INDን COAን ናይ ብዙሕ ዓመታት ምወላ።
ህጹጽ መዕቆቢታት ምዕጻው፣ ከምኡ እውን ብስሩዕ መዕቆቢታት ምትካእ።
ን
ንግዚኡ ምዕቃብ።ሕጊ ምምቕራሕ
ኣብ መዕቆቢ ቦታታት ንዝርከቡ ተቓላዕቲ ጉጅለታት ተወሳኺ ምክልኻል
እቲ ስምምዕ ኣብ መዕቆቢ ማእከላት ንዝርከቡ ተቓላዕቲ ጉጅለታት፣ ከም LHBTI+ ሰባት፣ ህጻናትን እምነቶም ዝቐየሩ ሰባትን ተወሳኺ ሓለዋ ምግባር ዘጠቓልል እዩ። ብተወሳኺ መሰነይታ ዘይብሎም ትሕቲ ዕድመ ስደተኛታት ኣድላዪ እንተድኣ ኮይኑ፣ ነዊሕ ደገፍ ክረኽቡ ከምዝኽእሉ ኣብኡ ተጠቒሱ ይርከብ። ኣብ ክንዲ 18 ዓመት፣ ክሳብ 21 ዓመት ዝመልኡ ድማ ደገፍ ክረኽቡ ይኽእሉ።
ወነንቲ መንበሪ ፍቓድን ማሕበራዊ ክራይን
እቲ ስምምዕ፣ ምምሕዳራት ከተማታት ጽቡቕ ኣማራጺ ክሳብ ዘይሃለወ፣ ንግዚኡ ኣብ ማሕበራዊ ክራይ ኣባይቲ ወነንቲ መንበሪ ፍቓድ ንዝኾኑ ሰባት ቀዳምነት ምሃብ ብዝምልከት ናይ ገዛእ-ርእሰን ፖሊሲታት ንምሕንጻጽ ዝያዳ ናጽነት ክህልወን ምዃኑ ኣብቲ ስምምዕ ተጠቒሱ ይርከብ። እቲ ጥምረት፣ ብዛዕባ ከም ተዓጻጻፊ ኣባይቲ
ውህደት፡ ኣብ ቋንቋ፣ ስራሕን ቤት-ትምህርትን ምስታፍ
እቲ ናይ ጥምረት ስምምዕ ንውህደት ዝምልከት ውጥናት እውን የጠቓልል እዩ። እቲ ጥምረት፣ ሓደስቲ መጻእቲ ኣብ ኔዘርላንድ ንኣብነት ብቋንቋን ስራሕን ብዝቐልጠፈ ክሳተፉ ክኽእሉ ይደሊ። ኣብቲ ስምምዕ ንኻልእ ሓዊስካ እዚ ዝስዕብ ይርከብ፡
መንበሪ ፍቓድ ናይ ምርካብ ጽቡቕ ዕድል ዘለዎም ሓተትቲ ዑቕባ ድሕሪ 3 ኣዋርሕ ኣብ መስርሕ ዑቕባ፣ ስራሕ ክጅምሩ ይፍቀደሎም። ድኹም ሕቶ ዑቕባ ዘለዎም ሓተትቲ ዑቕባ ድማ እዚ መሰል ኣይረኽቡን።
እቲ ጥምረት ኣብ ዙርያ ስራሕ ውሑድ ሕግታት ክህሉው ይደሊ። ንኣብነት፣ ስራሕ ዝቐለለ ምእንቲ ክኸውን ኣማራጺ ናይ ስራሕ ፍቓድ።
እቲ ጥምረት፣ ተስፋ ዘለዎም ሓተትቲ ዑቕባ ልክዕ ኣብ መጀመርታ ናይቲ መስርሕ ዑቕባ ትምህርቲ ቋንቋ ክጅምሩ ይደሊ።
እቲ ጥምረት ኣብ ዓበይቲ መዕቆቢ ማእከላት
ክምስርት ይደሊ። ኣብኡ ሰባት ብዛዕባ ትምህርቲ ቋንቋ፣ ወለንታዊ ስራሕ፣ ወይ ደሞዝ ዝኽፈሎ ስራሕ ብዝምልከት ሓገዝ ክረኽቡ ይኽእሉ።ሰደቓ ተሳትፎ 'meedoenbalie'ዩክሬናውያን ክሳብ 2027 ኣብ ትሕቲ መምርሒ ግዝያዊ ሓለዋ ይምደቡ። ካብ 2027 ጀሚሩ ድማ እቲ ጥምረት ግዝያዊ መንበሪ ክፈጥረሎም ይደሊ።
እቲ ጥምረት ንስደተኛታት መበገሲ ስራሕ ብምሃብ ናይ ፈተነ መደባት ከስፍሕ ይደሊ። እዚኦም ከም መሰጋገሪ እምኒ ናብ ስሩዕ ስራሕ፣ ምስ ትምህርቲ ቋንቋ ዝወሃሃዱ ስራሓት እዮም።
እቲ ጥምረት ዜጋ ኔዘርላንድ ንምዃን ዝሕግዝ ሕግታት ከጽንዕ ይደሊ፡ ብመሰረት እቲ ስምምዕ፣ እዚ ድሕሪ 6 ዓመት ክግበር ይከኣል እዩ፣ እዚ ክልተ ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ እንተድኣ ረኺብካን ቋንቋ ኔዘርላንድ ኣብ ደረጃ B1 ትዛረብ እንተድኣ ኮይንካን እዩ። ኣብ ፍሉያት ጉዳያት ፍሉይነታት ክህልዉ ድማ ይኽእሉ እዮም።
እዚ ናይ ጥምረት ስምምዕ፣ ሕጂ ንዓኻ እንታይ ትርጉም ኣለዎ?
ኣብዚ እዋን እዚ ቅጽበታዊ ለውጢ የለን። ኣብቲ ስምምዕ ጥምረት ዘሎ ውጥናት መጀመርያ ክዝተየሉን ክምዕብልን ኣለዎ። RefugeeHelp ነቲ ውሳነታት ክከታተሎ እዩ፣ ከምኡ እውን ንመስርሕካ፣ መዕቆቢኻ ወይ መሰላትካ ዝጸሉ ለውጢ እንተድኣ ሃልዩ ሓድሽ እዋናዊ ሓበሬታ ክዝርግሕ እዩ።