ናብ ቀንዲ ትሕዝቶ ኪድ
ኣነ ናይ 5 ዓመት ናይ ዕቚባ መንበሪ ፍቓድ ኣለኒ
TI
ብዛዕባና
ኣርእስታት
እዋናዊ
ኣገልግሎታት
መበገሲ
ገንዘብ
መብርሂ ብዛዕባ ናይ ጸዓት ሕሳብካ
ቪድዮ
መብርሂ ብዛዕባ ናይ ጸዓት ሕሳብካ
እዛ ቪድዮ፣ ወርሓዊ እትኸፍሎ ናይ ጸዓት መጠን ሕሳብ ብኸመይ ከም ዝግመት እትገልጽ እያ። ድሒርካ ንጸዓትካ ብዙሕ መመላእታ ክትከፍል ንኸይትግደድ ባዕልኻ እንታይ ክትገብር ከም እትኽእል እውን ተገሊጹ ይርከብ።
ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣካፍል፡
እዛ ቪድዮ ሓጊዛትካ' ዶ?