ኣርእስታት

show menu options

TI

ትግርኛ

Tigrinya




ቪድዮ
ዝተሓትመሉ ኣብ 6 መስ 2023
ምምሕዳር ከተማ ቅድሚ ናትካ ደገፍ ጥቕሚ ምቕባልካ ገለ ሕሳባት ይኸፍል

ኣብ ምምሕዳር ከተማ ክትነብር ድሕሪ ምኻድካ፣ እቲ ምምሕዳር ከተማ ቅድሚ ናትካ ደገፍ ጥቕሚ ምቕባልካ ንገሊኦም ሕሳባት ይኸፍል እዩ። እዛ ቪድዮ፣ እዚ ብኸመይ ከምዝሰርሕ እተብርህ እያ።