ጥዕና
ኣብዚ ገጽ ብዛዕባ ኣካላዊ ይኹን ኣእምሮኣዊ ጥዕናኻ ሓገዝ ምርካብ ብዝምልከት ኣንብብ። ኣየኖት ውድባት ክሕግዙኻ ከም ዝኽእሉ እውን ኣንብብ።
ሓበሬታ

ኣብኔዘርላንድ ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮኻ ዝሕግዙኻ ውድባት
ናይ ኣእምሮ ደገፍ የድልየካ ድዩ? ኣእምሮኣዊ ደገፍን ስንባደ ዘስዕቡ ፍጻመታት ኣብ ምምስራሕን ሓገዝ ንምርካብ፣ ኣበይ ክትውከስ ከም እትኽእል ኣብዚ ገጽ እዚ ክትረኽቦ ኢኻ።
ዓንቀጽ

ክንክን ጥዕና
ናይ ኔዘርላንድ መንበሪ ፍቓድ እንተድኣ ዘይብልካ ኮይንካ፣ ክንክን ጥዕና ንኽትረክብ ከጸግመካ ይኽእል እዩ። ይኹን እምበር ልክዕ ከም ካልእ ሰብ ሕክምናዊ ኣድላይነት ዘለዎ ክንክን ናይ ምርካብ መሰል ኣሎካ። ብዛዕባኡ ዝያዳ ኣብዚ ገጽ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ዓንቀጽ