ግብራዊ ጉዳያትን ሕግታትን

ብዛዕባ ግብራዊ ጉዳያት ኣብ ኔዘርላንድ ዝያዳ ኣብዚ ኣንብብ። ብዛዕባ ዕለታዊ ህይወት፣ ግን ድማ ብዛዕባ ሕግታት ኔዘርላንድን፣ ክትዕቅቦም ብዛዕባ ዘለካ ኣገደስቲ ወረቓቕትን ሰነዳትን እውን።