ምንጪ፡ Goedele Monnens / VluchtelingenWerk Nederland
ዓንቀጽ

ብዛዕባ ምጥርናፍ ስድራ-ቤት ሓበሬታ ዝሓዙ ናይ VluchtelingenWerk ብሮሹራት እውን ኣለዉ

ናይ መወዳእታ ዝተሓደሰሉ: 12/5/2025 08:26

ኣስተውዕል፡ ንበዓልት-ቤትካ/መጻምድትኻ፣ ትሕቲ ዕድመ ውላድካ ወይ ገና ብገንዘብ ወይ ብኻልእ ኣገባብ ኣባኻ ጽግዕተኛ ዝኾነ ልዕሊ ዕድመ ውላድካ ምጥርናፍ ስድራ-ቤት ከተመልክት ትደልይ ዲኻ? ስለዚ ካልእ ናይ ዳግመ-ውህደት ምጥርናፍ ስድራ-ቤት ዝኸውን ፍሉይ መመልከቲ ከተቕርብ ኣለካ።

ናብቲ ናይ ዑቕባ ምጥርናፍ ስድራ-ቤት (ዳግመ-ውህደት ምስ ዝተረፉ ኣባላት ስድራ-ቤት) ዝምልከት ደረጃ ብደረጃ ዝገልጽ መርሓ ስጉምትታት ንምኻድ ኣብዚ ጠውቕ።

ብኸመይ ብመሰረት

ምጥርናፍ ስድራ-ቤት ከም እተመልክት፣ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ዝርከብ ደረጃ ብደረጃ ዝገልጽ መርሓ ስጉምትታት ከተንብብ ትኽእል ኢኻ። ብመሰረት ዓንቀጽ 8 EVRM ብዛዕባ ዝግበር ምጥርናፍ ስድራ-ቤት ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ብሮሹራት ናይ ቤት-ምኽሪ ስደተኛታት ኔዘርላንድ (VWN)ብቋንቋ እንግሊዝኛ፣ ፈረንሳ፣ ዓረብ፣ ዳሪ፣ ፋርሲ፣ ሶማል፣ ትግርኛን ቱርኪን እውን ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ


እዚ ሓበሬታ እዚ ሓጊዙካ' ዶ?


ኣብዚ መድረኽ እትረኽቦ ሓበሬታ ካብ ውድብ ሰብኣዊ መሰላት VluchtelingenWerk Nederland ዝመጸ ኮይኑ፣ ምስ መሻርኽቱ ብምትሕብባር እዩ።
ምስ Contentful ብምትሕብባር