
ምንጪ፡ VluchtelingenWerk Nederland
ዓንቀጽ
ንምጥርናፍ ስድራ-ቤት ዝኾኑ ሰነዳት ምእካብን ከም ዝትርጎሙ ምግባርን
ናይ መወዳእታ ዝተሓደሰሉ: 11/21/2025 3:14 ድ.ቀ.
ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣካፍል፡
ምጥርናፍ ስድራ-ቤት ኣብ እተመልከተሉ እዋን፣ ኣባል ስድራ-ቤትካ መን ምዃኑን፣ ናይ ሓቂ ስድራ-ቤታዊ ዝምድና ከም ዘለኩምን ዘረጋግጹ ሰነዳት ናብ IND ክትልእኽ ኣለካ። ኣብ ኔዘርላንድ ንመመልከቲ ምጥርናፍ ስድራ-ቤት እንታይ ዓይነት መረጋገጺ ሰነዳት ከተቕርብ ከምዘለካ ኣብዚ ገጽ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።