2:40 ምምሕዳር ከተማ ቅድሚ ናትካ ደገፍ ጥቕሚ ምቕባልካ ገለ ሕሳባት ይኸፍል ኣብ ምምሕዳር ከተማ ክትነብር ድሕሪ ምኻድካ፣ እቲ ምምሕዳር ከተማ ቅድሚ ናትካ ደገፍ ጥቕሚ ምቕባልካ ንገሊኦም ሕሳባት ይኸፍል እዩ። እዛ ቪድዮ፣ እዚ ብኸመይ ከምዝሰርሕ እተብርህ እያ። ቪድዮ
3:46 ኣብ ህይወትካ ዝህልዉ ለውጢታት ንኣታዊኻ ክጸልውዎ ይኽእሉ እዮም ኣብዛ ቪድዮ፣ ኣብ ህይወትካ ዝህልዉ ለውጢታት ነቲ እትረኽቦን እተውጽኦን ገንዘብ ብኸመይ ክጸልውዎ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ ይርከብ። ቪድዮ
3:52 ብኢ-መይልን ማሕበራዊ መራኸቢ-ብዙሓንን ዝግበር ምትላል ኣብዛ ቪድዮ ብኢ-መይልን ማሕበራዊ መራኸቢ-ብዙሓንን ብዛዕባ ዝፍጸም ምትላልን ጒሕልናን ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ። ቪድዮ