መብርሂ ብዛዕባ መድሕን ጥዕና ብዛዕባ መድሕን ጥዕና ኩሉ ኣብዚ ተመልከት። ንኣብነት ብዛዕባ ባዕላዊ-ብጽሒትን መድሕን ጥዕናኻ ኣብ እትቖጻጸረሉ እዋን እንታይ ከተቕልበሉ ከም እትኽእልን። ምምሃር
3:25 መብርሂ ብዛዕባ ናይ ጸዓት ሕሳብካ እዛ ቪድዮ፣ ወርሓዊ እትኸፍሎ ናይ ጸዓት መጠን ሕሳብ ብኸመይ ከም ዝግመት እትገልጽ እያ። ድሒርካ ንጸዓትካ ብዙሕ መመላእታ ክትከፍል ንኸይትግደድ ባዕልኻ እንታይ ክትገብር ከም እትኽእል እውን ተገሊጹ ይርከብ። ቪድዮ
3:17 ኣብ ወርሒ ዘለዉኻ ወጻኢታት ብኸምዚ ኢኻ እትቕምሮም ናይቲ ኣብ ወርሒ እትረኽቦ ገንዘብን እንታይ ክትከፍል ከም ዘለካን ብኸመይ ሓፈሻዊ መግለጺ ክትገብር ከም እትኽእል ኣብዚ ተመልከት። ቪድዮ