ቅልጡፋት ሊንክታት
ብዘይ መንበሪ ፍቓድ ኣብ ኔዘርላንድ
ኣነ ኣቚሑት እየ ዝደልይ ዘለኹ
ኣርእስታት
ብዘይ መንበሪ ፍቓድ ኣብ ኔዘርላንድ ምንባር
ናብ መበቆል ሃገርካ ምምላስ
ካልኦት ኣርእስታት
ዕዳጋ
ብዛዕባና
ኩነትካ ቀይር
ቋንቋ ቀይር
TI
ትግርኛ
Tigrinya
ኩሎም ቴማዊ ዓንቀጻት
ኣብዚ ሓፈሻዊ ትሕዝቶ ናይ ኩሉ ብዛዕባ እዚ ኣርእስቲ ከተንብቦ እትኽእል ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ።
ኣብ ኔዘርላንድ ብዘይ መንበሪ ፍቓድ ትነብር እንተድኣ ኮይንካ ገዛ ንኽትረክብ ኣጸጋሚ እዩ። ክትከዶ እትኽእል ዝተፈላለየ ዓይነት መዕቆቢ ድማ ኣሎ። ብዛዕባ እዚ ብዝምልከት ኣብዚ ገጽ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብ ኔዘርላንድ ብዘይ መንበሪ ፍቓድ ክትጸንሕ እንተድኣ መሪጽካ፣ ብሕጋዊ ኣገባብ ገንዘብ ክትረክብ ኣይትኽእልን ኢኻ። ስለዚ ድማ ካብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባትን ምዝመዛን ክትጥንቀቕ ኣለካ። ኣብዚ ገጽ ብዛዕባ እዚ ዝያዳ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ናይ ኔዘርላንድ መንበሪ ፍቓድ እንተድኣ ዘይብልካ ኮይንካ፣ ክንክን ጥዕና ንኽትረክብ ከጸግመካ ይኽእል እዩ። ይኹን እምበር ልክዕ ከም ካልእ ሰብ ሕክምናዊ ኣድላይነት ዘለዎ ክንክን ናይ ምርካብ መሰል ኣሎካ። ብዛዕባኡ ዝያዳ ኣብዚ ገጽ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።