ኤልባርባሪ፡ "ኣብ ኔዘርላንድ ኣብ ሃገረይ ዘለኹ ኮይኑ ክስምዓኒ ክኢለ" ናይ ገዛእ-ርእስኻ ባህሊ ከይከሰርካ ብኸመይ ኣብ ኔዘርላንድ ክትወሃሃድ ትኽእል? ወዲ 60 ዓመት ግብጻዊ ኤልባርባሪን፣ ጓል 25 ዓመት ሶርያዊት ዮምናን ተመኩሮኦም የካፍሉ። ተመኩሮታት 10 ሓም 2024
ዝጸንዑ ውጥናት ዑቕባ ዘለዎ ሓድሽ መንግስቲ ኔዘርላንድ ሕጂ ብወግዒ ጀሚሩ ኔዘርላንድ ካብ ሕጂ ጀሚራ ብወግዒ ሓድሽ መንግስቲ መስሪታ ኣላ። እዚ ሓድሽ መንግስቲ ኣብ መንጎ የማናውያን ሰልፊታት ብዝካየድ ምትሕብባር ዝቖመ ኮይኑ፣ ንሕሉፍ የማናዊ PVV ከም ዝዓበየ ሰልፊ ዝሓቖፈ እዩ። ዑቕባ ክሓቱ ንዝደልዩ ሰባት ዝምልከቱ ጽኑዓት ሕግታት ክህሉው ድማ ይደልዩ። ዜና 2 ሓም 2024
ውጽኢት ምርጫ ኤውሮጳ እዚ እዩ ድሕሪ ምርጫ ኤውሮጳ፡ EVP ሕጂ እውን እቲ ዝዓበየ ሰልፊ ኮይኑ ኣሎ፣ S&Dን Renew Europeን ድማ ይስዕቡ። እዞም ሰልፊታት ኣብ መጻኢ እንታይ ዓይነት ውጥናት ከምዝሕዙ ክሳብ ሕጂ ንጹር ኣይኮነን። እቶም ቅድሚ ምርጫ ዝጸደቚ ሕግታት ዑቕባ ድማ ምናልባት ተግባራዊ ምዃን ክቕጽሉ እዮም። ዜና 1 ሓም 2024
"ንምምላሰይ ብግቡእ ንኽዳሎው ዕድል ተዋሂቡኒ" ዳቪድ ን20 ዓመታት ብዘይ መንበሪ ፍቓድ ኣብ ኔዘርላንድ ይነብር ነይሩ። ንዓመታት ብዘይ ቀዋሚ መንበሪ ቦታን ብሒደት ገንዘብን ድሕሪ ምጽናሕ ግን ናብ መበቆል ሃገሩ ጋና ንኽምለስ ወሲኑ። "ብዘይ ሓገዝ ናይ ኣከ ነዚ ስጉምቲ ክወስድ ኣይምደፈርኩን።" ተመኩሮታት 17 ሰነ 2024
ኣብ ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት ኣብ Rooted Festival ንምስታፍ ምጻእ ኣብ ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት (ሓሙስ 20 ሰነ 2024)፣ UNHCR ብፍላይ ንስደተኛታት ዝዓለመ ፈስቲቫል ኣዳልዩ ኣሎ። ኣብ እዋን Rooted Festival፣ 300 ሰባት ብቋንቋ እንግሊዝ ዛንታታት ንኸካፍሉ ክእከቡ እዮም። ንስኻ እውን ናብቲ ፈስቲቫል ምጻእ! ንጥፈት 11 ሰነ 2024
ብዛዕባ IND ብመንገዲ ተሌፎን ናይ ሓሶት መልእኽትታት ይዝርጋሕ ኣሎ ብዙሓት ስደተኛታት ካብ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን (IND)፣ ከምኡ እውን ካብ VluchtelingenWerk Nederland (VWN) ተወሳኺ ገንዘብ ክትረክብ ከም እትኽእል ዘምስል ናይ ሓሶት መልእኽትታት ብተሌፎናቶም ይቕበሉ ኣለዉ። እዚኦም መልእኽትታት ሓቂ ኣይኮኑን። ዜና 11 ሰነ 2024
ንኣፍረይቲ ፊልም፣ ሰኣልቲ፣ ዲዛይነራትን ኣኒሜተራትን ብነጻ ማስተርክላሳት ተመዝገብ ከም ኣፍራዪ ፊልም፣ ሰኣላይ፣ ዲዛይነር ወይ ኣኒሜተር ተመኩሮ ኣለካ ድዩ፣ ከምኡ እውን ኣብ ናይ ኔዘርላንድ ሚድያ ክትሰርሕ ትደልይ ዲኻ? ስለዚ ብነጻ 'Picturing Success' ንዝበሃል ማስተርክላሳት ተመዝገብ! እዚ ብኸመይ ከም ዝሰርሕ ኣብዚ ኣንብብ። ንጥፈት 22 ግን 2024
IND ንሕቶታት ዑቕባ ብዝተፈልየ ኣገባብ ክግምግም እዩ ኣገማግማ ሕቶታት ዑቕባ ኣብ ኔዘርላንድ ይቕየር ኣሎ። ውልቃዊ ገምጋም ኣገዳሲ እናኾነ ይኸይድ ኣሎ፣ ስለዚ ድማ ከም ሓታቲ ዑቕባ መጠን ንታሪኽካ ብዝተኻእለ መጠን ብብዙሓት ሰነዳት ከተረጋግጽ ኣለካ። ዜና 21 ግን 2024