ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ

ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድካ ግዜኡ እንተወዲቚ፣ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ንምርካብ ከተመልክት ትኽእል ኢኻ። ብኸመይ ከም ስደተኛ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ንምርካብ ከተመልክት ከም እትኽእል ኣብዚ ኣንብብ።

መርሓ ውጥን (2)

    ኣብዚ መርሓ ውጥን፣ ንኻልእ ነገራት ሓዊሱ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ንምምልካት ኣየኖት ቅድመ-ኩነታት ከተማልእ ከምዘለካ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ። ብተወሳኺ ኣየኖት ሰነዳት ከም ዘድልዩኻን ብኸመይ መንበሪ ፍቓድ ከም እተመልክትን እውን ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።

  1. 1
  2. 2
  3. 3
  4. 4
  5. 5

    ኣብዚ መርሓ ውጥን፣ ናይ ዑቕባ መንበሪ ፍቓድ እንተሃልዩካ ብኸመይ ዜግነት ኔዘርላንድ ክትረክብ ከም እትኽእል ከተንብብ ትኽእል ኢኻ። ኣብዚ ብዛዕባ ኔዘርላንዳዊ ንምዃን ከተማልኦም ዘለካ ቅድመ-ኩነታትን፣ ዜግነት ኔዘርላንድ ንምርካብ ብኸመይ ከተመልክት ከም እትኽእልን ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ።

  1. 1
  2. 2
  3. 3
  4. 4

ነዚ መርበብ-ሓበሬታ ዝኸውን ምኽሪ ኣለካ ድዩ?

ምኽርታትካ RefugeeHelp ነቲ መርበብ-ሓበሬታ ንኸመሓይሾ ይሕግዝዎ እዮም። ገና እንታይ ከም ዝጎደለካ ወይ ክትረኽቦ ከም ዘይከኣልካ ሓብረና። ኣስተውዕል፡ እዚ ቅጥዒ ንውልቃዊ ሕቶታት ዝዓለመ ኣይኮነን። መልሲ ኣይክትረክብን ኢኻ።

ኣስተውዕል፡ እዚ ቅጥዒ ንውልቃዊ ሕቶታት ዝዓለመ ኣይኮነን። መልሲ ኣይክትረክብን ኢኻ።


ኣብዚ መድረኽ እትረኽቦ ሓበሬታ ካብ ውድብ ሰብኣዊ መሰላት VluchtelingenWerk Nederland ዝመጸ ኮይኑ፣ ምስ መሻርኽቱ ብምትሕብባር እዩ።
ምስ Contentful ብምትሕብባር