መጓዓዝያ

ብዛዕባ መጓዓዝያ ኣብ ኔዘርላንድ ሕቶታት ኣለካ ድዩ? ኣብዚ ገጽ ብዛዕባ ህዝባዊ መጓዓዝያን መኪና ምውናንን ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ።


ሓበሬታ

ምዝዋር ብሽክለታ ኣብ ኔዘርላንድ፡ ብዛዕባ ሕግታትን ድሕነትን ክትፈልጦ ዘለካ

ኔዘርላንድ ብሓቂ ናይ ብሽክለታ ሃገር እያ። እኳ ደኣ ኣብ ኔዘርላንድ ካብ ሰባት ንላዕሊ ብሽክለታታት ይበዝሓ። ኣብ ኔዘርላንድ ብሽክለታ ትዝውር እንተድኣ ኮይንካ ግን ሕግታት ትራፊክ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ። ብዛዕባ ምዝዋር ብሽክለታ ኣብ ኔዘርላንድ ክትፈልጦ ዘለካ ኩሉ ኣብዚ ዓንቀጽ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ ።

ዓንቀጽ

ኣብ ኔዘርላንድ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ብኸምዚ ኢኻ ትረክብ

ኣብ ኔዘርላንድ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ክትረክብ ትደልይ ዲኻ? ስለዚ ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ትከታተል፣ ከምኡ እውን ናይ ክልሰ-ሓሳብን ግብራውን ፈተናታት ክትወስድ ኣለካ። እዚ ብኸመይ ከም ዝሰርሕን፣ ብዛዕባ እዚ እንታይ ክትገብር ከም ዘለካን ኣብዚ ዓንቀጽ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።

ዓንቀጽ

ምኽሪ ሃበና

ንRefugeeHelp ዝኸውን ምኽሪ ኣለካ ድዩ? ምኽርታትካ ነቲ መርበብ-ሓበሬታ ንምምሕያሽ ይሕግዘና እዩ። እንታይ ሓበሬታ ከም ዝጎደለካ ሓብረና፣ ወይ ብዛዕባ ሓደስቲ ኣሰራርሓታት ኣብ ምሓሳብ ሓግዘና። እዚ ቅጥዒ ንውልቃዊ ሕቶታት ዝዓለመ ኣይኮነን። ንውልቃዊ ናይ ሓገዝ ሕቶ ምስ ዝህልወካ፣ ናይ VluchtelingenWerk Nederland ብኢንተርነት ዝካየድ ናይ ምምኽኻር ሰዓት ንምግባር ቆጸራ ክትሕዝ ትኽእል ኢኻ።

ኣስተውዕል፡ እዚ ቅጥዒ ንውልቃዊ ሕቶታት ዝዓለመ ኣይኮነን። መልሲ ኣይክትረክብን ኢኻ።


ኣብዚ መድረኽ እትረኽቦ ሓበሬታ ካብ ውድብ ሰብኣዊ መሰላት VluchtelingenWerk Nederland ዝመጸ ኮይኑ፣ ምስ መሻርኽቱ ብምትሕብባር እዩ።
ምስ Contentful ብምትሕብባር