ብመንገዲ RefugeeWork ስራሕ ምርካብ ብመንገዲ RefugeeWork ኣቢልካ ብቋንቋኻ ስራሕ ክትደልይ ትኽእል ኢኻ። ኣብ መርበብ-ሓበሬታ RefugeeWork፡ ብ11 ቋንቋታት ዝተተርጎሙ ክፉታት ናይ ስራሕ ቦታ ክትረክብ ኢኻ። ብኸምኡ መንገዲ ድማ እንታይ ዓይነት ስራሕ ከም ዘሎ ብቛንቋኻ ከተንብብን፣ ከምኡ እውን ክትሰርሕ ከም እትደልይ ንኣስራሕቲ ክትሕብርን ትኽእል። ዜና 14 ታሕ 2022