RefugeeHelp ንኹሎም ኣብ ኔዘርላንድ ንዝርከቡ ስደተኛታት
RefugeeHelp ንኹሎም ኣብ ኔዘርላንድ ዝርከቡ ስደተኛታት ዝኸውን መርበብ ሓበሬታ እዩ። ረቡዕ 21 ታሕሳስ፡ ናይ መጀመርታ ስሪት ናይቲ ሓድሽ RefugeeHelp ኣብ ኢንተርነት ዕላዊ ተገይሩ። ክሳብ ሕጂ እቲ መርበብ-ሓበሬታ ነቶም ካብ ዩክሬን ዝመጹ ስደተኛታት ጥራይ እዩ ኣገልግሎት ዝህብ ነይሩ። ብድሕሪ መጋረጃ፡ እቲ መርበብ-ሓበሬታ ንሓተትቲ ዑቕባን ወነንቲ መንበሪ ፍቓድ ንዝኾኑ ስደተኛታትን እውን ኣገዳሲ ሓበሬታ ንምሃብ ከም ዝሰፍሕ ተገይሩ ኣሎ።