ገንዘብ
ኣብ ኔዘርላንድ ምስ እትሰርሕ፣ ገንዘብ ክትረክብ ትጅምር። ስራሕ ክሳብ እትረክብ ድማ ካብ መንግስቲ ገንዘባዊ ደገፍ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ኣብዚ ገጽ ብዛዕባ ኣታዊኻ ዝምልከት ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ።
መርሓ ውጥን (1)
ኣብ ኔዘርላንድ ብናይ ዑቕባ መንበሪ ፍቓድ መመልከቲ ግብሪ ምቕራብ
3 ስጉምትታት
1
2
3
4
ሓበሬታ

2:40
ምምሕዳር ከተማ ቅድሚ ናትካ ደገፍ ጥቕሚ ምቕባልካ ገለ ሕሳባት ይኸፍል
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ክትነብር ድሕሪ ምኻድካ፣ እቲ ምምሕዳር ከተማ ቅድሚ ናትካ ደገፍ ጥቕሚ ምቕባልካ ንገሊኦም ሕሳባት ይኸፍል እዩ። እዛ ቪድዮ፣ እዚ ብኸመይ ከምዝሰርሕ እተብርህ እያ።
ቪድዮ

3:17
ኣብ ወርሒ ዘለዉኻ ወጻኢታት ብኸምዚ ኢኻ እትቕምሮም
ናይቲ ኣብ ወርሒ እትረኽቦ ገንዘብን እንታይ ክትከፍል ከም ዘለካን ብኸመይ ሓፈሻዊ መግለጺ ክትገብር ከም እትኽእል ኣብዚ ተመልከት።
ቪድዮ
ኩሉ ብዛዕባ DigiD
DigiD እንታይ ምዃኑ፣ DigiD ብኸመይ ከም እተመልክትን ብኸመይ ከም እትጥቀመሉን፣ Steffie ኣብዚ ትገልጽ።
ምምሃር

3:52
ብኢ-መይልን ማሕበራዊ መራኸቢ-ብዙሓንን ዝግበር ምትላል
ኣብዛ ቪድዮ ብኢ-መይልን ማሕበራዊ መራኸቢ-ብዙሓንን ብዛዕባ ዝፍጸም ምትላልን ጒሕልናን ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ።
ቪድዮ
ነዚ መርበብ-ሓበሬታ ዝኸውን ምኽሪ ኣለካ ድዩ?
ምኽርታትካ RefugeeHelp ነቲ መርበብ-ሓበሬታ ንኸመሓይሾ ይሕግዝዎ እዮም። ገና እንታይ ከም ዝጎደለካ ወይ ክትረኽቦ ከም ዘይከኣልካ ሓብረና። ኣስተውዕል፡ እዚ ቅጥዒ ንውልቃዊ ሕቶታት ዝዓለመ ኣይኮነን። መልሲ ኣይክትረክብን ኢኻ።